መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ሰንበት ካብ 19:30-20:00 ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ።
ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ሓበሬታ፥ ዜና ሃገር ፥ግጥምታትን ጥዑማት ዜማታትን አዩ።
ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ኤርትራዊ  ማሕበረ ኮም ኣብ ኡፕሳላ።

Utgivare: SIU

Redaktion: Nebiat