Tigrinja v9 av Aziz | mar 1, 2018 | SIU - TIGRINSKA | 0 Kommentarer ERITREANSKA FÖRBUNDET I UPPSALA መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ሰንበት ካብ 19:30-20:00 ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ። ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ሓበሬታ፥ ዜና ሃገር ፥ግጥምታትን ጥዑማት ዜማታትን አዩ። ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ማሕበረ ኮም ኡፕሳላ።