Tigrinja v17 av Aziz | maj 2, 2021 | SIU - TIGRINSKA | 0 Kommentarer Eritreanska Förbundet መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ሰንበት ካብ 19:30-20:00 ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ። ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ሓበሬታ፥ ዜና ሃገር ፥ግጥምታትን ጥዑማት ዜማታትን አዩ። ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ኤርትራዊ ማሕበረ ኮም ኣብ ኡፕሳላ። Utgivare: SIU-RIU Redaktion: Nebiat