Eritreanska förbundet i Uppsala
መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ።
ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ ዜና ሃገር፥ ሓበሬታን ጥዑማት ዜማታትን አዩ ።ኣብ መርበብ ሓበሬታ www.siuppsala.se
facebook radio siu ክትከታተሉና ንዕድም።
ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ማሕበረ ኮም ኡፕሳላ።