Tigrinja v47 av Aziz | nov 26, 2019 | SIU - TIGRINSKA | 0 Kommentarer መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ሰንበት ካብ 19:30-20:00 ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ። ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ሓበሬታ፥ ዜና ሃገር ፥ግጥምታትን ጥዑማት ዜማታትን አዩ። ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ኤርትራዊ ማሕበረ ኮም ኣብ ኡፕሳላ። Utgivare: SIU Redaktion: Nebiat