Tigrinja v39 av Aziz | okt 1, 2018 | SIU - TIGRINSKA | 0 Kommentarer መቓልሕ ኤርትራውያን አብ ኡፕሳላ አብ ክልተ ሰሙን ሓንሳብ ዝመሓላለፍ መደብ ትግርኛ ኢዩ። ትሕዝቶ መደብና ዜና ኡፕሳላ ፥ ዜና ሃገር፥ ሓበሬታን ጥዑማት ዜማታትን አዩ ።ኣብ መርበብ ሓበሬታ www.siuppsala.se facebook radio siu ክትከታተሉና ንዕድም። ኣሰናዳኢት ነቢያት ጽገ ካብ ማሕበረ ኮም ኡፕሳላ።